ወያነ እንስሳት

Crie um jogo de caça-níqueis para animais de fazenda para animais de estimação e animais de estimação. ትግርኛ ተተርጒሙ ዝቐረበ እዩ።
Twinsoft Technologies PLC
Baixar ወያነ እንስሳት APK
Avaliação 4
Categoria Livros E Referências
Nome do pacote com.twinsoftplc.weyaneenssat
Downloads 5+
Descrição do ወያነ እንስሳት
ወያነ እንስሳት ናይ ኦርዌል ‘ኣኒማል ፋርም’ ዝብል መፅሓፍ ብትግርኛ
ዝተውሃቦ ስያመ እዩ።

እዚ ስያመ ዝተሓረየሉ ቀንዲ ምኽንያት ትሕዝቶ እቲ መፅሓፍ ኣጉሊሁ ዘርእይ ን ንኣኒማል ፋርም” “ሕርሻ እንስሳት” e ካብ ዝብል ቀጥታዊ ፍታሕ “ወያነ እንስሳት "
ኣንበብቲ ትርጉም ኣለዎ ብምባል ስለዝኣመንኩሉ እዩ።

ወያነ እንስሳት ፤ ጆርጅ ኦርዌል ኣብ ናይ ሩስያ ዓመፅ ዝተዓዘቦን እቲ ዓመፅ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስዐቦ ናይ ፖለቲካዊ ፣ ኢኮኖምያዊን ማሕበራዊን ፀገም ኣሽሙራዊ (ሳቲሪካል) ብዝኾነ ኣቀራርባ ዘቃለዐሉ ስራሕ እዩ። ናይ ወያነ እንስሳት ጭብጢ ፤ ብናይ ወድሰብ ጨቋኒ ምሕደራ ዘምረሩ እንስሳት ካብ ጥሜት ፣ ድኽነት ፣ ብዝ በዛ ፣ ኢ-እንስሳዊ ምሕደራ ሓራ ንምውፃእን ባዕሎም ንባዕሎም ንምምሕዳርን ኣ ብ ልዕሊ ገዛእቶም ዓመፅ ምልዓሎምን መሰረታዊ ለውጢ ምግባሮምን ጥራይ ዘይኮ ነስ ፤ . ጢ ‘ዉን ትእምርታዊ (ሲምቦሊክ) ብዝኾኑ ገፀ-ባህርያት ናይ ታሪኽ ፍፃመ ኣዋዲዱ ሓተታ ዝገብር እዩ።

ወያነ እንስሳት ዕምቆትን ብስለትን ዘለዎ ፣ ኣመራማሪን ንሕልና ዝሙጉትን መፅሓፍ ብምዃኑ ብርክት ዝበሉ ናይ ሕ/ሰብ ሳይንስ ፣ ፖለቲካን ስነ-ፅሑፍን ም ሁራት ብዙሓት መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘቕረብሉን ኣብ ምቕራብ ዝርከብሉን ብሉፅ መፅሓፍ ኮይኑ ይርከብ። ካብ ሞንጎ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝርከቡ ምሁራት ቋንቋን ስነ-ፅሑ ብወያነ እንስሳት ኣቢሎም ዘቕረብዎ መመረቒ ፅሑፍ (ቴሲስ) e ናይ ፒኤች ዲ ( ክትሬት ኦፍ ፊሎዞፊ) ዲግሪ ረኺቦም እዮም።

Mostrar
Baixar Android APK
Atualmente, o download do ወያነ እንስሳት APK não está disponível. Por favor, prossiga para baixar da Google Play Store.
Google Play
Obter da Play Store
1. Clique em "Obter da Play Store"
2. Baixe o ወያነ እንስሳት da Play Store
3. Inicie e aproveite o ወያነ እንስሳት
FAQ do ወያነ እንስሳት APK

O ወያነ እንስሳት é seguro para o meu dispositivo?

Mostrar

O que é um arquivo XAPK e o que devo fazer se o ወያነ እንስሳት que baixei for um arquivo XAPK?

Mostrar

Posso jogar ወያነ እንስሳት no meu computador?

Mostrar