ትግርኛ ቓላት ድለ
ናይ ቓላት ጸወታ ኾይኑ እቶም ዝወሃቡኻ ቓላት ኣብቲ ዝቐርብ ናይ ፊደላት ሳጹን ንየማን ንጸጋም
ንላዕሊ ንታሕቲ ከምኡ ውን ንስያፍ ብምድላይ ዝጽወት እዩ። እዛ ኣብሊኬሽን ከም መዘናግዒ ምስ ስድራቤት፥ ኣዕሩኽ፥ መሓዙት ወይ መጻምድቲ ኮይና ክንጻወተላ ከለና ዝያዳ መቀረት ይህልዋ፡፡
ኣብዛ ኣፕሊኼሽን ዝኾነ ሓበሬታ፣ ርእይቶ፣ ኽውሰኽ ኣለዎ እትብልዎ ነገር እንተሎ ብኢመይል ወይ ኣብ ፕላይ-ስቶር ኮመንት ጸሓፉልና።

Mostrar